Archives

RSS feed: Vatican News – ትግርኛ Vatican News – ትግርኛ

  • ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን፡ 'ኣባይቲ ስድራ ኣብ ሕይወት ቤተ ክርስቲያን ብንጥፈት ይሳተፋ' October 15, 2026
    ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 መበል 10 ዓመት ዝኽሪ ናይ ፍቕሪ ሓሴት - Amoris laetitia ሓዋርያዊ ምዕዳን ምኽንያት ካብ ዕለት 7 – 14 ጥቅምቲ ናይ ምስራቕ ኣቢያተ ክርስቲያን መራሕትን ናይ ጳጳሳት ኣባይቲ ምኽሪ ኣበ መናብርትን ኣሳቲፉ ናይ ዝተኻየደ ዓውደ ኣኼባ ፍረ ዕዮ ክግምግሙ ምዃኖምን ኣባይቲ ስድራ ወትሩ ኣብ ሕይወትን ተልእኾን ናይ ከባቢያዊት ቤተ ክርስቲያን […]
  • ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን፡ ሃብቲ 'ናይ ፍቕሪ ሓሴት' ኣብ ልብኹም ኣንብርዎ October 15, 2026
    ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ዓስራይ ዓመት ዝኽሪ ሓዋርያዊ ምዕዳን “ናይ ፍቕሪ ሓሴት" ምኽንያት ካብ ዕለት 7 - 14 ጥቅምቲ ዓውደ ኣኼባ መዛዘሚ ዕለት 14 ጥቅምቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ብፍሉይ ልኡኾም ካርዲናል ልዊስ ኣንቶንዮ ታግለ ኣብ ዘመሓላለፍዎ ስብከት፡ ቤተ ክርስቲያን ነቲ ናይ ሓዋርያዊ ምዕዳን ጉስነት መምርሒ ኣብ ልቢ ኣባይቲ ስድራ ኣብ ግብሪ ከተውዕሎ […]
  • ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ቺካጎ ናይ ቅርበትን ጸሎትን መልእኽቲ ንርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን October 15, 2026
    ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ሮማ ኣብ ዝርከብ ዓቢይ ቤት ሕክምና ጀመሊ ካብ ዝተገብረ መጥባሕቲ ሳንቡእ ኣብ ዝሓውዩሉ ዘለዉ እዋን፡ ካብ ትውልዲ ዓዶም ቺካጎ ዝመጹ ጉጅለ ተማሃሮ ንቅዱስነቶም ናይ ቅልጡፍ ሕውየት ምንዮት መልእኽትታትን ህያባትን ከም ዝሰደዱሎም ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ  
  • ቤተ-ክርስትያን ኣብ 10ይ ዓመት 'ናይ ፍቕሪ ሓሴት' ንስድራ ቤታት ዝገበረቶ ተጸምዶ ኣሐዲሳ October 15, 2026
    ኣብ ሃገረ ቫቲካን ነቲ ብርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14፣ ንዓስራይ ዓመት ምእዋጅ ናይ ሓዋርያዊ ማዕዳን “ናይ ፍቕሪ ሓሴት” ንምዝካር እተጸውዐ፣ "ዓሰርተ ዓመት ድሕሪ ‘ናይ ፍቕሪ ሓሴት’፦ ሎሚ ምስ ስድራ ቤታት ወንጌል ምስባኽ" ዘርእስቱ ናይ ቤተ-ክርስትያን ኣኼባ ንምዝዛም ጋዜጣዊ መግለጺ ተኻይዱ። ንኩሉ ኣንብብ  
  • ር. ሊ. ጳ. ልዮን ኣብ ሮማ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ጀመሊ ደሓን ለይቲ ሓዲሮም October 15, 2026
    ቤት ጽሕፈት ዜና ክፍሊ ማሕተምን ቅድስቲ መንበር ከም ዝገለጾ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14፣ ኣብ ሆስፒታል ጀሜሊ ሮማ ጽቡቕ ካልኣይ ለይቲ ሓዲሮም፣ ብጽቡቕ ተንሲኦም ኣብ ቍርሲ ከም እተኻፈሉ ኣመልኪቱ። ንኩሉ ኣንብብ  
  • ሴኦል ንዓለም ለኻዊ ቅነ መንእሰያት 2027 ዘገልግል መተግበሪ ኣውጺኣ October 15, 2026
    ኣዳለውቲ ዓለምለኻዊ መዓልቲ መንእሰያት 2027፣ ኣብ ሴኦል ካቶሊካውያን መንእሰያት ናብ ደቡብ ኮርያ ንኽጓዓዙን፣ ኣብቲ ኣጋጣሚ ንኽሳተፉን ዝሕግዝ ወግዓዊ ናይ ነጋድያን መተግበሪ ኣውጺኦም። ንኩሉ ኣንብብ  
  • ካቶሊካውያን፣ ር. ሊ. ጳ. ልዮን መጥባሕቲ ኺገብሩ ክዳለዉ ኸለዉ፣ ምእንቲ ቅዱስነቶም ክጽልዩ ተኣኪቦ October 15, 2026
    ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ትማሊ ሰሉስ ድሕሪ ቀትሪ መጥባሕቲ ክገብሩ ኣብ ዝዳለዉሉ ዝንበሩ እዋን ጠቕላሊ ዓቃቤ መንበር ሰበኻ ሮማ ብፁዕ ካርዲናል ባልዳሳሬ ሬና፣ ኣብ ሆስፒታል ጀመሊ ተረኺቦም ጸሎተ መቝጸርያ መሪሖም፣ እቶም ናይ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ናይ ቀረባ ኣሕዋት ኣጉስቲንያን ድማ ኣብ ጥቓ ሮማ ኣብ ዝርከብ ማርያማዊ ቤተ መቕደስ ተኣኪቦም ይጽልዩ ነበሩ። ንኩሉ ኣንብብ […]
  • ር.ሊ.ጳ. ድሕሪ ዝተገበረሎም መጥባሕቲ ሕውየቶም ብጽቡቕ ይቕጽል ኣሎ October 14, 2026
    ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ዕለት 13 ጥቅምቲ ምሸት ዝተገበረሎም መጥባሕቲ ሕውየቶም ብጽቡቕ ይቕጽል ከም ዘሎ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ክሕብር እንከሎ፡ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ረቡዕ ዕለት 14 ጥቅምቲ ንግሆ ድሕሪ መጥባሕቲ ተመዲቡ ዝነበረ መርመራ ደምን ራጂ ኣፍልብን ከም ዝገበሩን፡ እዚ ድማ ድሕሪ መጥባሕቲ ሕውየቶም ብንቡር ይኸይድ ከምዘሎ ዘረጋግጽ እዩ። ንኩሉ […]
  • ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዘጋጠመ ምግልባጥ ጃልባ ብዓሰርተታት ዝቝጸሩ ስደተይናታት ሞይቶም October 14, 2026
    ኣብ መንጎ ጅቡቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን የመንን ኣብ ሓውሲ ደሴት ዓረብ ንመጻብቦ ባብ ኣል - ማንደብ ስደተይናታት ዝጸዓነት ክትሰግር እትፍትን ዝነበረት ጃልባ ድሕሪ ምግልባጣ 130 ሰባት ከም ዝሞቱን ካልኦት ልዕሊ 80 ዝግመቱ ድማ ክሳብ ሕጂ ሃለዋቶም ኣይተረኽበን። ንኩሉ ኣንብብ  
  • ሊቀ ጳጳሳት ኣሜሪካ ካቶሊካውያን ካብ ምትግባር ፍርዲ ሞት ክቝጠቡ የተሓሳስቡ October 14, 2026
    ናይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሊቀ ጳጳሳት ቲሞቲ ብሮሊዮ ብዛዕባ ውጥን ቅትለት ኒዳል ማሊክ ሓሰን ኣማእኪሎም ኣብ ዘውጽዎ መግለጺ፡ ግዳያት ሓሰን ዘሕድረሎም ሓዘን ብምግላጽ፡ ካቶሊካውያን ወተሃደራት ኣብ ልዕሊ ሓሳን ዝተፈሓላለፈ ናይ ሞት ፍርዲ ክሳተፉ እንተተመዲቦም ከምዚ ዓይነት ስጉምቲ "ምስ ትምህርቲ ቤተክርስትያን ዝጻረር" ምዃኑ ብምግላጽ ካብ ምስታፍ ነጻ ክኾኑ ክሓቱ ጻውዒት የቕርቡ። ንኩሉ ኣንብብ  
  • ቅድስቲ መንበር፡ ዘላቒ ልምዓት ንኹሉ ሸነኻት ክምልከት ኣለዎ October 14, 2026
    ብዛዕባ ዘላቒ ልምዓት ኣማእኪሉ ኣብ ዝተካየደ ዓውደ ኣኼባ ዝተሳተፉን መደረ ዘስምዑን ናይ ቅድስቲ መንበር ቀዋሚ ተዓዛቢ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኩሉ ሰብኣዊ ሸነኻት ዘለዎም ዓሚቝ ምትእስሳር የስተብህሉ። ንኩሉ ኣንብብ  
  • ር. ሊ. ጳ. ልዮን ዕዉት መጥባሕቲ ሳንቡእ ድሕሪ ምግባሮም ኣብ ሆስፒታል ጽቡቕ ከም ዝሓደሩ ተፈሊጡ October 14, 2026
    ቤት ጽሕፈት ዜናን ክፍሊ ማሕተምን ቅድስቲ መንበር ሎሚ ንግሆ ዕለት 14 ጥቕምቲ ከም ዝገለጾ፣ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ብዘይ ገለ ጸገም ዕዉት መጥባሕቲ ሳንቡእ ድሕሪ ምግባሮም፣ ኣብ ሆስፒታል ጀመሊ ሮማ ህዱእ ዝኾነ ለይቲ ከም ዘሕለፉን፣ ወሲኹ ድማ ጸኒሑ ተወሳኺ ሓበሬታ ክወሃብ ምዃኑ ገሊጹ። ንኩሉ ኣንብብ  
  • ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 ዝተገበረሎም መጥባሕቲ ከምቲ ዝተመደበሉን በዘይ ሕልኽልኻትን ተዛዚሙ October 13, 2026
    ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ ሳቡኦም ንዘሎ "ንእሽቶን ጥረ" ንምእላይ ሎሚ ዕለት 13 ጥቅምቲ ድሕሪ ቀትሪ መጥባሕቲ ክገብሮም ሮማ ኣብ ዝርከብ ዓቢይ ቤት ሕክምና - ኣጎስቲኖ ጀመሊ ከም ዝኣተዉን ቅዱስ ኣቦና ዝተገብረሎም መጥባሕቲ ተዛዚሙ ስዒቡ ዘድሊ ቀጻሊ ክንክን ጥዕና ኣብቲ ዝደቀስሉ ክፍሊ ኮይኖም ይከታተሉ ከም ዘለዉ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን ኣፍሊጡ። […]
  • መራሕቲ ክርስትያንን ናይ ፖለቲካ ኣካላትን ቅርበትን ጸሎትን ንቅዱስ ኣቦና October 13, 2026
    ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ መራሕቲ ቤተክርስትያን ንር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 ኣብ ሳንቡኦም ዝተረኽበ ንሽተይ ጥረ ንኽእለየሎም ሮማ ኣብ ዝርከብ ዓቢይ ቤት ሕክምና ጀመሊ ክመ ዝኣተዉ ምስ ተሰምዐ ስሌኦምን ስለ እቶም ኣብቲ ንቕድስነቶም ኣብ ዝገበረሎም መጥባሕቲ ንዝሳተፉ ጉጅለ ሓኻይም ጸሎቶም የረጋግጹ። ንኩሉ ኣንብብ  
  • 'ናይ ፍቕሪ ሓሴት': ናይ ስድራ ቤት ተቓላዕነት ካብ ብሃውሪ ምፍራድ ኣቃልቦ ምሃብን October 13, 2026
    እቲ ካብ ዕለት 7 – 14 ጥቅምቲ ኣብ ዓስራይ ዓመት ናይ ፍቕሪ ሓሴት - Amoris laetitia ሓዋርያዊ ምዕዳን ዘስተንትን ናይ ምብራቕ ካቶሊካውያን ኣቢያተ ክርስቲያን መራሕትን ናይ ጉባኤ ጳጳሳት ኣበ መናብርትን ክሊላታትን ናይ ቲዮሎጊያ ሊቃውንትን ወከልቲ ዓለማውያን ምእመናንን ኣሳቲፉ ዝካየድ ዘሎ ዓውደ ጉባኤ ኣብ ናይ ዕለት 12 ጥቅምቲ ሓምሻይ መዓልቲ ውዕሎ፡ ናይ ቲዮሎጊያ ሊቅ ጁሊ ሃንሎን […]

Abune Mengisteab

ኣቡነ መንግሥተኣብ ሊቀ-ጳጳስ ዘመንበረ ኣሥመራ