Teaching




Eparch or Bishop? A brief explanation of the Oriental Hierarchical Terminology    Applicable to the Catholic Metropolitan Church sui iuris in Eritrea According to the beautiful expression of the late Pope St. John Paul II the Catholic Church breathes with two lungs, namely with the Oriental and the Latin traditions. We […]

Eparch or Bishop? A brief explanation of the Oriental ...




ናይ ሓባር መግለጺ ናይ ሮማ ኣቡን  ኣባ  ፍራንቸስኮስ  ርእሰሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን  ናይ እስክንድርያ    ፖፕ ታዋድሮስ 2ይ  ፓትርያረክ መንበረ ቅዱስ ማርቆስ  ካይሮ 28 ሚያዝያ 2017     ናይ ሓባር መግለጺ ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ፍራንቸስኮስ **  ፖፕ ታዋድሮስ 2ይ 28 ሚያዝያ 2017 ናይ ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ኣባ ፍራንቸስኮስ ቃል ናይ ሓባር መግለጺ ርእሰ ሊቃነጳጳሳት […]

ናይ ሓባር መግለጺ : ናይ ኣባ  ፍራንቸስኮስን  ናይ ፖፕ ...




ናይር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮስ ሓዋርያዊ መልእኽቲ “ምሕረትን ውርደትን” 2016 ======================================= Misericordia et Misera Pope Francis ኅዳር 2016   ትርጒም፡     ኣባ ግርማይ ኣብርሃ – ዘማኅበረ ሲታውያን     ናይር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮስ ሓዋርያዊ መልእኽቲ “ምሕረትን ውርደትን” 2016 መግለጺ ብ22 ኅዳር 2016 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ናይ ቅድስት መንበር ቤትጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን፣ እቶም ናይ ሓድሽ ስብከተ ወንጌል ሓላፊ ዝኾኑ ሊቀጳጳሳት […]

ሓዋርያዊ መልእኽቲ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮስ – ምሕረትን ውርደትን 2016



መንፈስ ቅዱስ ከም ወሃብን ውህበት እየሱስ ክርስቶስ (መንፈስ ቅ. ኣብ ሓዲሽ ኪዳን) ብእናቴ ለተምህረት ተስፋይ ብዛዕባ መንፈስ ቅዱስ ከም ኣብ ክርስቶስ ዝወረደን፡ ክርስቶስ’ውን ድሕሪ ትንሳኤኡ ከም ዓዳሊ ኮይኑ ኣብ ዝተራእየሉ ዝፈጸመሉን ብሕጽር ዝበለ ኣብ ሽድሽተ ብምኽፋል ክንርእዮ ኢና። ብቀዳማይ ደረጃ እምበኣር ስራሕ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ምላድ እየሱስ ዝርኢ ኢዩ። ምልኣት […]

መንፈስ ቅዱስ ከም ወሃብን ውህበት እየሱስ ክርስቶስ




ኣብ ርእሰ ሰበኻ ኣሥመራ ዝርከቡ ካህናት ሰበኻን ማሕበራትን ኣብቲ ብምኽንያት ዓመተ ኢዮቤል ምሕረት ብዝተፈላለየ እዋን ናብ ዝተፈላለየ ቦታታት ክካየድ ዝጸንሐ ንግደታት፡ ንሕዝቦም መሪሖም ክሳተፉ ድሕሪ ምጽናሕ ዝሓለፈ 05 ሕዳር 2016 ከኣ ንበይኖም ካህናት ናብቲ ቅርሲ ቅ.ያዕቆብ ተዓቍቢሉ ዘሎ ደብረ ማርያም ጽዮንን ቅ.ያዕቆብን ሔቦ ብብፁዕ ሊቀጳጳስ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም ተመሪሖም ነጊዶም። […]

ንግደት ዓመተ ኢዮቤል ምሕረት ንግደት ካህናት ንቅ.ያዕቆብ ሔቦ



ብፁዕ ወቅዱስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮስ ዝኣወጁልና ካብ 8 ታሕሳስ 2015 ክሳዕ 20 ኅዳር 2016 ዝጸንሐ ዓመተ ኢዮቤል ምሕረት ኣብ ርእሰ ኤጳርቅና ኣሥመራ፡ ብመሠረት እቲ ቅዱስ ኣቦና ኣብታ “ገጽ ምሕረት ኣምላኽ” እትብል ሓዋርያዊት መልእኽቶም ዝሃብዎ መምርሒ፡ ኣብቲ ዝተወሰነሉ ዕለት ማለት ዝሓለፈ ሰንበት 13 ኅዳር 2016 ዓ.ም ኣብ ርእሰ ኣድባራት ኪዳነ […]

ምዝዛም መደብ ዓመት ኢዮቤል ምሕረት ኣብ ርእሰ ኤጳርቅና ኣሥመራ


ብፁዕ ሊቀጳጳስ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም፣ ነቲ ኣብ ጥሪ ኣብ ሰበኻ ሰገነይቲ፣ ኣብ ለካቲት ከኣ ኣብ ሰበኻ ከረን ዝገበርዎ ናይ ቀዳማይ ሊቀጳጳስ ሓዋርያዊ ምብጻሕ ብምቕጻል፣ ዝሓለፈ ዓርቢ፣ ቀዳመ-ሰንበት ካብ 24 ክሳዕ 26 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ሰበኻ ባረንቱ ሓዋርያዊ ምብጻሕ ኣካይዶም። ብፁዕ ሊቀጳጳስ ናብ ሰበኻ ባረንቱ ኣብ ዝነቐልሉ ብክልተ ካህናት ማለት […]

ሓዋርያዊ ምብጻሕ ብፁዕ ሊቀጳጳስ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም ኣብ ሰበኻ ባረንቱ


ዓመታዊ ክብረ በዓል መድኃኔ ዓለም ገጀረት ዓመታዊ ክብረ በዓል መድኃኔዓለም ገጀረት ኣሥመራ፣ ብዕለት 27 ግንቦት 2008 ዓ.ም.ግ(4 ሰነ 2016) ብድሙቕ መንፈሳውነትን ምዕሩግ ኣገባብን ከቢሩ ዊዒሉ፣፣ ዓመታዊ ክብረ በዓል መድኃኔዓለም ገጀረት ኣሥመራ ብክቡር ኣባ ኣማኑኤል ምስጉን ሓለቓ ማሕበር ንኡሳንን ኣኃው ንኡሳን ካፑቺኒ ዝምርሑ ምስ ትሽዓተ ለባስያን ካህናት፣ ያሬዳውያን ሊቃውንቲ፣ ሰብ ውፉይ […]

ዓመታዊ ክብረ በዓል መድኃኔ ዓለም ገጀረት


ጸሎት ዓመተ ኢዮቤል ምሕረት ኦ! ኢየሱስ ጎይታ! ከምቲ ሰመያዊ ኣቦና መሓርቲ ክንከውን መሃርካና ፤ ከምኡ’ውን ንኣካ ዝረኣየ ንኣቦ ከምዝረኣየ ነጊርካና፤ ገጽካ ኣርእየና፡ ክንድኅን ከኣ ኢና። ፈቃር ጠመተኽ፣ ንዘኬዎስን ንማቴዎስን ካብ ባርነት ገንዘብ፤ ነታ ዘማዊት ሰበይትን ማርያም መግደላዊትን ብምድራዊ ፍትወት ጥራሕ ካብ ምንባር ናጻ ኣውጺኡዎም፤ ንጴጥሮስ ምስ ከሓደ ተጸጺቱ ከምዝነብዕ ገበሮ፤ […]

ጸሎት ዓመተ ኢዮቤል ምሕረት



ኑዛዜ ናይ እምነት ስጉምቲ “ኣብ’ዚ ጊዜና፣ ንሓደ ግዙፍ ‘ሱናሚ’ ዚመስል ‘መንፈሳዊ ሱናሚ’። ኣብ ውሽጢ ኣልባብ ደቂ ሰባት ተኸሲቱ ይርከብ ኣሎ፣ እዚ ነውጺ’ዚ በቲ ሕሊና ደቂ ሰባት ትርጉም እናሰኣነ ዝኸይድ ዘሎ “ዝተፈላለየ ኃጢኣት” ዝኽሰት ዘሎ’ዩ፣ ሐደ ካብ ዓመተ እምነት ኣባና ገዲፍዎ ክሓልፍ ዝግብኦ ዘይሃስስ መልክት እምበኣር፡ ስንብራት ፍቕሪ ዝውታረ ‘ምስጢረ ንስሓ’ […]

ኑዛዜ ናይ እምነት ስጉምቲ


ታቦት ንሕና እምበኣር ደድሕሪ ኢየሱስ ንኽተል ጥራይ ዘይኮናሲ ኢየሱስ ንነፍሲ ወከፍና መጺኡ ማዕጾ ልብና ዝኹኩሓና ኢና። እንተ ከፊትናዮ ከኣ ብዘይ ጥርጥር ታቦት ኢና። ቤት መቕደሱ`ውን ኢና። “ቤተመቕደስ ኣምላኽ ምዃንኩምን፡ መንፈስ ኣምላኽ ኣባኻትኩም ሓዲሩ ምህላውን` ዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፥ ሓደ`ኳ ነቲ ቤተ መቕደስ ኣምላኽ እንተፍረሶ፡ ኣምላኽ ኬፍርሶ እዩ። ቤተ መቕደስ ኣምላኽ ቅድስቲ […]

ታቦት


ኣብ ክርስቶስ ዝተስረተ ሕይወት ኣብ ክርስቶስ ዝተሰረተ ሕይወት ዝነብርን ምስኡ ዝጎዓዝን ኣብኡ ዝተሓንጸን ኣመስጋኒ እዩ ዝኸውን። ምስ ዘመስግኑ ምህልው ክንደይ ጽቡቕ እዩ። እንተወዲቖም ተስፋ ኣይቆርጹን እዮም፣ እንተተዓዊቶም ድማ ትዕቢት ዘይኮነስ ምስጋና እዩ ዝስዕሮም፣ ከመይ ሕይወት ህያብ ምዃና ስለ ዝርድኡ። ሕይወት ህያብ ምዃና ምቕባል ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘይተማርር ትኸውን፣ ከመይ ሕይወት […]

ኣብ ክርስቶስ ዝተስረተ ሕይወት


ቅድስቲ ስድራ ኣብነት ናይ ዘመንና ስድራቤት ኣቦታት ክንምስሉ ከምዚ ዝስዕብ ይብሉ፡ “ከመይ ኢልኪ ነዚ ሓዳር በተንክዮ፧ ኣዕበድቢደ። ከመይ ኢልኪ’ኸ ኣድሓንክዮ፧ ኣባቢደ።” ይብሉ። እወ፡ ስድራቤታት ወይ ኪዳን ብኸመይ ይዝረግ፡ ብኸመይ’ከ ይዕረ እንተበልና ዝኣባብድ – ልቢ ዘዕበየ፡ ኣርሒቑ ዝርኢ፡ ረብሐ ስድራቤት ዝፈልጥ። ከመይ ወንጌል “በትዕግሥትክሙ ታጠርይዋ ለነፍስክሙ” ኢዩ ዝብል። ስለዚ ከኒና ወይ […]

ቅድስቲ ስድራ ኣብነት ናይ ዘመንና ስድራቤት



ጉዕዞ እምነት መንፈሳዊ ጉዕዞ: ሕጻናት ብመን ፈጠረና ይጅመሩ። ቀጺሎም ቅ. ቁርባን ፡ ሜሮን ይቕበሉ። ትምህርቲ ክርስቶስን መዝሙርን ከኣ ይቅጽል። ኣብዚ ጉዕዞ`ዚ ግና ፍልጠት ጥራሕ ዘኮነ እቲ እምነት ውን ክዓቢ ኣለዎ። እቲ ኣብ ጥምቀትና ዝተዘርአ እምነት ምስ ዓበና ናትና ክንገብሮ፡ ነቲ ወለድና ኣቦ/እኖ ልገ (ብልግነት) ዝበልዎ ነቲ ክፋእ “እኽሕድ” ንኣምላኽ “እኣምን” […]

ጉዕዞ እምነት


እምነት እግዚእትነ ማርያም “ናይ ማርያም እምነት ካብ ናይ ኩሎም ቅዱሳንን መላእኽትን ዝዓበየ ኢዩ፣ ኢየሱስ ሕጻን ኰይኑ ክውለድ እናረኣየት ዘለዓለማዊ ወዲ ልዑል ኣምላኽ ምዃኑ ኣመነት። ኢየሱስ ሕጻን ኣብ መብልዕማል ኣብ መንጎ እንስሳ ኰይኑ እናረኣየት ፈጣሪ ዓለም ምዃኑ ኣመነት። ድኻ ኰይኑ ዝተወልደ ሕጻን እናረኣየት ንጉሥ ምዃኑ ኣመነት። ስደተይና ኰይኑ ንግብጺ ክሃድም እናረኣየት […]

እምነት እግዚእትነ ማርያም


ብርሃን እምነት “ንሕይወትና ዝጸልዋ ክልተ ሓያላት ቃላት ኣለዋ፣ ድሙቕ ብርሃንን ድቕድቕ ጸልማትን እየን፣ ኣበይ ኣሎና? እቲ ብርሃን እምነት ዘብሎ ዘሎ ምኽንያት እቲ ዝእመን ዘሎ ብርሃን ስለዝኾነ እዩ፣ ጸሓይ ካብ ላዕሊ በሪቑ ክበጽሓና እዩ፣ (ሉቃ።1።67) ግዜ ልደት ግዜ ጸሓይ ብራቕ እዩ። ወላ’ካ ሎሚ ምሸት ምድረ-ሰማይ እንተጸልመተ። ጽባሕ ንጋሆ ምውጋሑ ኣይተርፎን እዩ፣ […]

ብርሃን እምነት


  ማርያም ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ኣብ ወንጌል ግብሪ ሓዋርያት፣ መልእኽቲ ጳውሎስ እንተረኤና፣ ማርያም ኣብ ሓደ ዝተወሰነ ቦታን ግዜን ዝነበረት ምዃና የረጋግጸልና፣ ንሳ ካብ ድኻ ዓዲ ተወሊዳ ከም ሃገራን ምስ ሃገራን ታሪኽን ኵነታትን ብዘምጽኦም ኩነታት እትሕጎስን እትሓዝንን ዝነበረት ድንግል ጓል ናዝሬት እያ። ንሳ ንቤተሰብ እተገልግል ኣደ፣ ንኢየሩሳሌም ከም ሃገራ እትነግድ፣ ኣብ […]

ማርያም ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ



ምውህሃድ እምነትን ግብርን ኣብ’ዚ  ዓመተ  እምነት  ንምንታይ   እዩ ‘ምውህሃድ  እምነትን  ግብርን’ ብዚብል ኣርእስቲ  ከነስተንትን ዝተዓደምና ቢልና  ምስ እንሓትት፣   እምነትን ግብርን ተራሓሒቑ ብምርካቡ፣ ኣብ’ዛ ሃገርና ብርሃን ወንጌል ጽልግልግ ምእንቲ ከይብል፣ ዓመተ እምነት  ምኽንያት ብምግባር፣ ግብሪ ዜሰነዮ  ጉዕዞ እምነት ምእንቲ ክንገብር ብዚብል ኣተና ኢዩ። እዚ ከኣ ኣቦና ር.ሊ.ጳጳሳት ኣብ’ታ ኣፍ ደገ እምነት […]

ምውህሃድ እምነትን ግብርን


እምነት እግዚእትነ ማርያም “ናይ ማርያም እምነት ካብ ናይ ኩሎም ቅዱሳንን መላእኽትን ዝዓበየ ኢዩ፣ ኢየሱስ ሕጻን ኰይኑ ክውለድ እናረኣየት ዘለዓለማዊ ወዲ ልዑል ኣምላኽ ምዃኑ ኣመነት። ኢየሱስ ሕጻን ኣብ መብልዕማል ኣብ መንጎ እንስሳ ኰይኑ እናረኣየት ፈጣሪ ዓለም ምዃኑ ኣመነት። ድኻ ኰይኑ ዝተወልደ ሕጻን እናረኣየት ንጉሥ ምዃኑ ኣመነት። ስደተይና ኰይኑ ንግብጺ ክሃድም እናረኣየት […]

ሓጸርቲ ኣስተምህሮታት


ቃል አምላኽ (ቃለ–እግዚኣብሔር) “እግዚኣብሔር አብ ቅዱስ መጽሓፍ ብሰብን፣ ከም ጠባይ ወድ-ሰብን እዩ ዝተዛረበ።”(Dei Verbum 12) “እዝንኹም ናባይ ጽለዉ’ሞ ንዑ ስምዑ፣ ብሕይወት ክትነብሩ ኢኹም።”(ኢሳ.55፣3) ‘ቃል’ ዝስማዕን፣ ዝረአን፣ ዝሕሰብን፣ ዘረባ ብምዃኑ፣ ብእዝንና፣ ብዓይንና፣ ብስምዒትና ሓሊፉ፣ ናብ ልቢ እዩ ዝሰግርን፣ ቀጺሉ ከኣ  ብድላይና አቢሉ ንውሳኔና ተቖጻጺሩ ንሕይወትና ሓደ (እወንታዊ ወይ ከኣ አሉታዊ) ጽልዋ […]

ቃል አምላኽ (ቃለ-እግዚኣብሔር)




“ጥራይካ ምዃንካ ደኣ መን ነገረካ?” (ዘፍ 3) ብመሠረቱ እግዚኣብሔር፥ ንደቅሰብ ክቡራን ገቢሩ እዩ ብኣምሳሉን ኣርያኡን ዝፈጠሮም። “ኣምላኽ ከኣ ‘ብመልክዕና ከም ምስልና ሰብ ንፍጠር። ንዓሳ ባሕርን ነዕዋፍ ሰማይን ንእንስሳ ዘቤትን ንብዘላ ምድርን ኣብ ምድሪ ለመም ንዚብል ኲሉ ለመምታን ይግዝኡ’ በለ። ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ፥ ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ። ተባዕታይን ኣንስተይትን ገቢሩ […]

ጥራይካ ምዃንካ ደኣ መን ነገረካ


ዓመታዊ ክብረ በዓል ልደታ ለማርያም ዓዲዜኑ ወርሒ ግንቦት ብምልኡ ንእግዚእትነ ማርያም ዝተወፈየ ወርሒ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፤ ብባሕቲ ግንቦት ብበዓል ልደታ ለማርያም ከኣ ይጅመር። በዚ መሠረት ብ1 ግንቦት 2008 ዓ.ም.ግ (ዕለት 09 ግንቦት 2016 ዓ.ም.ፈ) ናይታ ብያሬዳውያን ሊቃውንቲ ሃገርና፣ “ጸሓይ ብዘብረቀ ሰማይ” እትምሰል ድንግል ማርያም ዝኽሪ ልደታ ኣብ ሓያሎ ኣድባራት ሃገርና […]

ዓመታዊ ክብረ በዓል ልደታ ለማርያም ዓዲዜኑ



ተሰቕለ – ተቐብረ – ተንሥአ በዓለ ትንሣኤ ፳፫ ሚያዝያ ፳፻፰፥ 1 ግንቦት 2016 ፍቁራን ሕዝበ እግዚኣብሔር ጸጋ እቲ ምእንታና በጃ ኮይኑ ዝተሰቕለ፡ ዝተቐብረ፡ ዝተንሥአ፡ መድኃኒና ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ወትሩ ምሳኻትኩም ይኹን (1ተሰሎ 5፡28 ርአ)፣ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ኢዮቤል ዓመት ምሕረት ዝውዕል በዓለ ትንሣኤ ፍሉይ ትርጉም ኣለዎ፣ ነቲ ኣብ ዓርቢ ስቕለትን ቀዳም ስዑርን ሰንበት ትንሣኤን እነብዕሎን እንዝክሮን ናይ […]

መልእኽቲ ኣቡነ መንግስተኣብ ፡ ፋሲካ 2016 ፡ ተሰቕለ – ተቐብረ ...










ዕውት ወፍሪ ስብከተ ወንጌል ኣብ ቁምስናታት ኣሥመራ ኮሚቴ  ዓመት  ኢዮቤል  ምሕረት  ምስ  ኣሕሉቅ  ገዳማት  ብምውህሃድ  ዝሰርዖ፡  ብምኽንያት  ዓመት ኢዮቤል ምሕረት፡ ካብ ኩለን ገዳማትን ማሕበራትን ብዝተላእኩ ኣባላት ሰብ ውፉይ ሕይወት ካብ 23 መጋቢት ክሳዕ 13  ሚያዝያ 2016  ዓ.ም ኣብ ቁምስናታት መንበረ ሊቀ ካህናት ኣሥመራ፡  እምነትን ሃለዋትን  ምእመናን  ዝድህስስ፡  ኣባይቲ  ብምብጻሕ  ብቂምን […]

ዕውት ወፍሪ ስብከተ ወንጌል ኣብ ቁምስናታት ኣሥመራ




መዓልቲ ሕሙማት- ሰንበት ዘመጻጉዕ ካብ ሓያሎ ዓመታት ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት ዕለት 11 ንሕሙማት ፍሉይ ትኩረት ብምሃብ ብመልእኽቲ ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ተሰንያ፡ እትዝከር “መዓልቲ ሕሙማት” ተባሂላ እትስመ ዕለት ምህላዋ ይፍለጥ። ብሥርዓተ ኣምልኾ ሃገርና ግን ኣብ ጾም ኣርባዓ  “ሰንበት ዘመጻጉዕ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዕለት ስለዘሎ ምስቲ ሥርዓት ኣምልኾ ተዋሃሂዱ ምእንቲ ክግበር፡ […]

መዓልቲ ሕሙማት- ሰንበት ዘመጻጉዕ






“ኣእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ’ምበር ነዛ ዓለም’ዚኣ ኣይትምሰልዋ” ቅዱስ ጉባኤ ’’ኣብ ጊዜ ጾመ ኣርብዓ ንስሓ ውሽጣ’ውን ብሕታውን ጥራይ ዘይኮነ ግዳማዊን ማሕበራ’ውን ኪኸውን ኣሎዎ፣ ቤተክርስቲያን በዚ ጾም’ዚ ጌራ ንምእመናና ቃለ እግዚኣብሔር እናሰምዑን ዝበዝሕ ጊዜ ንጸሎት እናወፈዩን ንበዓለ ምሥጢረ ፋሲካ ትቕርቦም’’ ( ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን ቅዱስ ጉባኤ 109-110) ይብል። ኣብዚ ዘሎናዮ ቅዱስ እዋን ሕማማትን […]

ኣስተንትኖ ጾመ ኣርብዓ 2016






ክብረ በዓል ርእሰ ኣድባራት ኪዳነ ምሕረት ኣብ ዓመተ ምሕረት ፲፮ ለካቲት ፳፻፰ ዓ.ም ግዕዝ (24 ለካቲት 2016) ዓመታዊ ክብረ በዓል ርእሰ ኣድባራት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ደብረ ኪዳነ ምሕረት ኣሥመራ: ከምቲ ዝሓለፈ እዋናት ሎም ዓመት እውን ካብ ከተማታትን ገጠራትን ዝመጸ ብኣሽሓት ዝቁጸር ሕዝብን:ብፁዓን ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ:ብፁዕ ሊቀጳጳስ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም ዘመንበረ […]

ክብረ በዓል ርእሰ ኣድባራት ኪዳነ ምሕረት ኣብ ዓመተ ምሕረት 2016


ክብረ በዓል እኖና ኪዳነ ምሕረት – ርእሰ ኣድባራት ኪዳነ ምሕረት ኣሥመራ ፲፮ ለካቲት ፳፻፰፣ 24 ለካቲት 2016 ካብ ርሑቕን ቀረባን ንእኖና ኪዳነ ምሕረት ከተኽብሩ ዝነገድኩም፣ ብፁዕ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጐስ ጳጳስ ዘመንበረ ሰገነይቲ፡ ክቡራን ካህናት ክቡራት ደናግል፡ ፍቁራን ምእመናን ክርስቶስ፣ ጉዳያት፣ ዓብይቲ ዓድን ኩልኹም ኣጋይሽን፣ ቅድሚ ኲሉ እንቋዕ እግዚኣብሔር ናብዚ ክቡር […]

ክብረ በዓል እኖና ኪዳነ ምሕረት – ስብከት ሊ.ጳጳስ ኣቡነ መንግሥተኣብ ...





MESSAGE OF HIS HOLINESS POPE FRANCIS FOR LENT 2016 “I desire mercy, and not sacrifice” (Mt 9:13). The works of mercy on the road of the Jubilee 1. Mary, the image of a Church which evangelizes because she is evangelized In the Bull of Indiction of the Extraordinary Jubilee of […]

Message of His Holiness Pope Francis for Lent 2016




ጸሎት ሳምንቲ ምእንቲ ኅብረት  ክርስትያን ካብ 1968 ዓ.ም. ጀሚሩ ኣብ ዕለታት 18 ክሳዕ 25 ጥሪ ኣብ መላእ ዓለም በብናይ ዓመቱ ዝተመረጸ ኣርእስታት፣ ካቶሊክ፡ ኦርቶዶክስን ፕሮተስታንትን ኣብያተክርስትያን ዝሰመራሉ፡ ዓመት መጸ ጸሎት ሳምንቲ፡ ምእንቲ ኅብረት ክርስትያን ከምዝግበር ዝፍለጥ ኢዩ። ሎም ዘመን ከኣ ኣብዚ ዝተጠቕሰ መዓልታት፡ ብደረጃ ዓለምለኻዊት ቤተክርስትያን ዝተሰናደወ፡ ብንሾመንቲኡ መዓልታት ዘሰኒ […]

ጸሎት ሳምንቲ ምእንቲ ኅብረት ክርስትያን






1. ሓዋርያዊ  ምብጻሕ ብፁዕ ሊቀጳጳስ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም ኣብ ሰበኻ ሰገነይቲ ብፁዕ ሊቀጳጳስ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም  ዘመንበረ ኣሥመራ፡ ብፁዕ  ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ ጳጳስ ዘመንበረ ሰገነይቲ  ብዝገበሩሎም ዕድመ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት 2ን 3ን ጥሪ 2016 ዓ.ም ኣብ ሰበኻ ሰገነይቲ ሓዋርያዊ ምብጻሕ ኣካይዶም። ብፁዕ ሊቀጳጳስ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ከተማ ሰገነይቲ ኣብ ዝኣተውሉ፡ […]

ዕዉት መደባት ኢዮቤል ዓመተ ምሕረት ኣብ ሰበኻ ሰገነይቲ



ሐደ ጥሪ፡ ካብ 1968 ዓ.ም ጀሚሩ፡ ኣርእስተ ሊቃነ ጳጳሳት ብዛዕባ ሰላም ንመላእ ዓለም መልእኽቶም ዘመሓላልፉላ፡ ኣብ መላእ ዓለም ከኣ ብቤተክርስቲያን ዕለተ ሰላም ተባሂላ እትፍለጥ ዕለት ኢያ። በዚ መሠረት ከኣ ኣብ ኣሥመራ ካቶሊካዊ ተቅዋመ ፍልስፍናን ትምህርተ መለኮትን በብዓመቱ ባሕቲ ጥሪ ዕለተ ሰላም ምኽንያት ብምግባር ዘሰናድዎ ኣስተምህሮታት ናይ ምሃብ ጽቡቕ ልማድ ኣለዎ። […]

ዓውደ-መጽናዕቲ- ዕለተ ሰላም


“ኣቱም ጽሙኣት ኲልኻትኩም ናብ ማያት ንዑ” ፴፱ ታኅሣሥ ፴፻፱ ዓ ም ግ፥ 7 ጥሪ 2016 ዓ ም ፈ   ፍቁር ሕዝበ እግዚኣብሔር ጒዕዞ ዓመት ምሕረት ካብ እንጅምር ድሮ ወርኂ ሓሊፉ፣ ብዕለት 12 ታሕሣሥ፡ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ኪዳነ ምሕረት፡ ማዕጾ ምሕረት ከፊትና መስዋዕተ ምስጋና (ቅዳሴ) ኣብ ዘዕረግናሉ ንግሆ ዝተራእየ ብዝኂ ሕዝብን […]

መልእኽቲ ልደት ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም



“መሓርቲ ከም እግዚኣብሔር ኣቦ” ዓውደመጽናዕቲ ካቶሊካዊ ውህበታዊ ምንቕስቓስ ተሓድሶ ካቶሊካዊ ምንቅስቓስ ውህበታዊ ተሓድሶ ኣብ ኣሥመራ፤ በብዓመቱ ሓደ ንቤተክርስቲያን ዘገድስ እዋናዊ ኣርእስቲ ብምውሳድ ዝገብሮ፤ ብመማህራን ቤተክርስቲያን ዝወሃብ መደብ ኣስተምህሮታትን ዓውደ መጽናዕትን ጸሎትን ሎምዘመን'ውን ዝሓለፈ ቀዳም በቲ ናይ ዓመተ ምሕረት መሪሕ ሓሳብ “መሓርቲ ከም እግዚኣብሔር ኣቦ” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ብዙሓት ቤተክህነትን ምእመናንን ዝተሳተፍዎ፣ […]

መሓርቲ ከም እግዚኣብሔር ኣቦ




ኢዮቤል ዝብል ቃል ኣብ ብሉይ ኪዳን ከም እነንብቦ ብቋንቋ ግሪኽ ቀርኒ ከብቲ፡ ካብ ዝብል ቃል ዝመጸ ኢዩ። ትርጉሙ ድማ “መለኸት’’ ኢዩ። እዚ ከኣ እስራኤላውያን ኣብቲ ኣብ ሓሓሙሳ ዓመት ዘኽብርዎ በዓላት እቲ ዓመት ዓመት ታሕጓስ ዓመት ዕልልታ ምዃኑ ዘበስረሉ፡ኣዋጅ ዝንገረሉ መሳርሒ ኢዩ። ኢዮቤል ኣብ ታሪኽ ቤተክርስትያን ነዊሕ ታሪኽ ዘለዎ ቤተክርስትያን ኣብ […]

ምኽፋት ዓመተ ቅዱስ ኢዮቤል ምሕረት ኣብ ...



ሓጢኣተኛ ኣይንገርን ኢዩ፡ ሓጢኣት ወይ ከኣ ተመክሮ ናይ ሓደ ብስቱር ዝሰማዕካዮ’ሞ፡ ኣዚዩ ዝተንከፈካ ሰብ፡ መንነቱ ብዘይሕብር ኣገባብ ምክፋል ግን ንኹሉ መሃሪ ክኸውን ይኽእል ኢዩ። እዚ ክዛረበሉ ደልየ ዘለኹ፡ ናይ ሓንቲ ኣዚያ ዘደነቐትንን፡ ኣብነት ናይ ኩሉም እቶም ኣብ ከም’ቲ ናታ ኩነታት ዝነብሩ ዘለዉ መንእሰያትና ክትከውን እትኽእል ብምዃናን ኢየ ናብ ኣንበብቲ ከቕርባ […]

ምሕረት ኣምላኽ ንኽትረክብስ እንታይ ኢዩ ክግበር ዘለዎ ኣብዚ ዓመት’ዚ?








ብምኽንያት ዓመተ ውፉይ ሕይወት ብምትሕብባር ኣተግባሪት ኮሚቴ ካልኣይ ሰበኻዊ ሲኖዶስን ኮሚተ ኣነቓቓሕቲ መምህራን ስነ-መዕበያን ዝተመደበ፣ ኣባላት ውፉይ ሕይወት፣ ኣባላት ማሕበራት ደቂ ተባዕትዮን ደቀኣንስትዮን ሰብ ዓቢይ መብጽዓ ዝተሳተፍዎ፣ “ውፉይ ሕይወት፡ ጥዑም መኣዛ ክርስቶስ” ብዝብል ኣርእስቲ ቀዳም 05 ታኅሣስ 2015 ዓ.ም.ኣብ ኣዳራሽ ርእሰ ኣድባራት ኪዳነ ምሕረት ኣሥመራ፣ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ዓውደ መጽናዕቲ […]

ዓውደ-መጽናዕቲ ንሰብ ውፉይ ሕይወት ሰብ ዓቢይ መብጽዓ



ብፁዕ ሊቀጳጳስ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም ዘመንበረ ኣሥመራ፡ ድሕሪ እቲ፡ ካብ 4 ክሳዕ 25 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም “ጸዋዕታን ተልእኮን ስድራቤት ኣብ ቤተክርስቲያንን ናይ ሎሚ ዓለምን” ብዝብል ርእሰ-ሓሳብ፡ ኣብ ቫቲካን፡ ብመሪሕነት ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ኣቡነ ፍራንቸስኮስ ብዛዕባ ጉስነት ሥድራቤት ዝዘተየ፡ ሲኖዶስ ጳጳሳት ካብ ሮማ ምምላሶም፥ ቀዳም 14 ሕዳር 2015 ዓ.ም ንውሉደ ክህነትን […]

ዓውደ መጽናዕቲ – ንሓደስቲ ሰብሓዳር


ጥዑም ብስራት - ኣምላኽ ምሳና እዩ 1 . ደቂ ሰብ ሓጎስ ኣብ ምድሪ እንክደልዩ ነዚ ዜረድኡና ብዙሓት ኣብነታት ኬነምጽእ ንኽእል ኢና። ርሑቕ ከይከድና፡ ገለ ሰብ ጸጋ ወለዲ ንደቆም ብዙሕ ሃብቲ ገዲፎም ኪሓልፉ ከለዉ፡ ደቆም ኣብ ውርሻ ምክፋል ክበኣሱን፡ ኪባልዑን፡ ክጻልኡን፡ ክንደይ ዘይረኣና። ብኣንጻሩ ከኣ ክንደይ ድኻታት ኣብ ሓንቲ ጸባባ ገዛ ተጸፋጺፎም፡ […]

መንግስቲ ኣምላኽ



ኣብ ስርዓት ኣምልኾ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን፡ ቅድሚ 91 ዓመት ማለት ብ1925 ዓመት ዓ.ም ብርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፕዮስ መበል 11 ዝተጀመረ፡ ኣብዚ ወርሒ ሕዳር፡ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝኸብር “ክርስቶስ ንጉሥ” ዝብል በዓል ምህላዉን፡ ከም መዛዘሚ ሊጡርግያዊ ዓመት ከኣ ኣብ መላእ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ከምዝበዓልን ዝፍለጥ ኮይኑ፡ በዚ መሠረት ብካቶሊካዊ ምንቅስቓስ  ውህበታዊ ተሓድሶ ኣሥመራ፡ […]

መዓልቲ ክርስቶስ ንጉሥ ኣብ ኣሥመራ


"ጸዋዕታን ተልእኮን ስድራቤት ኣብ ናይ ሎሚ ዓለም” ቤተክርስቲያን፣ ንዝሓለፈ ክልተ ዓመታት፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ስድራቤት ፍሉይ ትኩረት ብምግባር ከምዘስተንተነትን ከምዘጽነዐትን፣ ብፍላይ ከኣ ሎም ዘመን ካብ 4 ክሳዕ 25 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም “ጸዋዕታን ተልእኮን ስድራቤት ኣብ ቤተክርስቲያንን ናይ ሎሚ ዓለምን” ብዝብል ርእሰ-ሓሳብ፡ ኣብ ቫቲካን፡ ብመሪሕነት ቅዱስ ኣቦና ር. ሊ. ጳ. ኣቡነ […]

መግለጺ ሲኖዶስ ጳጳሳት


ንዓለም ዝስዕራኸ መን እዩ? እቲ ኢየሱስ ወዲ ኣምላኽ ከም ዝኾነ ዝኣምንዶ ኣይኮነን? (1ዮሓንስ 5፣5) ኣብ ጕዕዞ ሕይወትና ብዙሕ ጊዜ ዘይተዓወትናሉ ዘየሓጉስን እዋናት ምህላወም ነኣምን ብዙሕ ንዘርእ ውሑድ ከኣ ንሓፍስ። (ሃጌ 1፣6) ንሰብኽ፣ ንጽዕር ብዙሕ መንገዲ ነናዲ ዓለምና ግን ከንዲ ናብ ክርስቶስ ዝምለስ መሊሱ ይርሕቅ።  (Padre Canta Lamessa) ኣብ ከምዚ ኹነታት […]

ንዓለም ዝስዕራኸ መን እዩ?


ናይ ቤተክርስትያን ምሕዳስ ብሕይወት ምእምናን ዚወሃብ ምስክርነት እዩ። ምኽንያቱ ንሳቶም ጎይታና ኢየሱስ ንዝሓደገልና ቃል ሓቂ ከንጸባርቑ ዚተጸውዑ እያቶም። (ኣፍ ደገ እምነት) ነዚ ዘይልወጥ ናይ ጥንቲ ሃብቲ ዚኾነ እምነት ሎሚ ብኸመይ ንንበሮን ንመስክሮን? ጳውሎስ “ብሰናይ ግብሪ ዘበለ ኲሉ ፍረ እናፍረኹም ብፍልጠት ኣምላኽ እናዓበኹም፥ ንእኡ ዚበቅዕ ሕይወት እናነበርኩም ንጎይታ ብኲሉ ኣሓጉስዎ ይብለና። […]

እምነት ኣብ ሕይወት ኣማኒ እትጻወቶ ተራ



ናይ እዚ ጽሑፍ  ትሕዝቶ ካብ ናይ ሃገርና ብራና ዝተወስደ ኮይኑ፡ ኣቦታትና ኣብ ቅዱሳን ዝነበሮም ኣኽብሮትን እምነትን ዚገልጽ እዩ። እቶም ኣብዛ ምድሪ ኣሚኖም ዚተጓዕዙ ኣቦታትናን ኣደታትናን፡ ካብ እግዚኣብሔር ጸጋ ከማልዱልና ንማሕጸኖም። ኦ ሓና “እታ እግዚኣብሔር እትፈርሕ ሰበይቲ እነሄት ኣኽሊል ደፊኣ ትንቀሳቐስ ኣላ“ ኢሎም መእመናን ዚምክሑልኪ ንስኺ ኢኺ። ካብ መዓርን መዓዛ ዕንበባትትን […]

ቅዱስ ኢያቀምን ቅድስቲ ሓና ወለዲ ማርያም


ሰላም ኣነ ሰላም ኵሎም ዝምነዩኒ ብቐሊሉ ዘይርከብ፣ ነቶም ንጹሓን ልቢ ግን ዝግለጸሎም እየ፣፣ ምስ ካልኦት ከወዳድሩኒ እንከሎዉ ኣነ ዝበለጽኩ ምዃነይ ይዛረቡ፣፣ ንምሕረት ከም ሰብኣዊ ልቢ፤ ንርሕራሔ ከም ሰብኣዊ ገጽ፤ ንፍቕሪ ከም መሎኮታዊ መልክዕ ሰብ፤ ክብልወን ድሕሪ ጸኒሖም፣ ነዓይ ንሰላም ሰብኣዊት ክዳን ይብሉኒ፣ ንኳሉ ዘመልክዕ ዘገርም ዘጸብቕ ማለት ኢዩ፣፣ ኣነ እምበኣር […]

ሰላም, ተስፋ , እምነት , ፍቕሪ


The dignity of the human being The dignity of the human being is rooted in his creation. In the book of Genesis we read: “Then God said: Let us make human beings in our image after our likeness…. God created mankind in his Image; in the image of God he […]

The dignity of the human being


ንስሓ፤ ዘሐድስ ሓይሊ ኣብ ሕይወት ክርስትና ብኣባ ዮናስ ዮሓንስ “ነቶም ዝንስሑ ናብኡ ኪምለሱ ኪፈቕደሎ እዩ ነቶም ተስፋ ዝሰኣኑ ድማ ከተባብዖም እዩ... ኃጢኣትካ ንድሕሪት ደርቢኻ ናብ እግዚኣብሔር ተመለስ... ንሱ ካብ ጸልማት አውጺኡ ናብ ናይ ሕይወት ብርሃን ኪመርሓካ እዩ” (ጥበብ ሲራክ.17።24-28)፣ ኢየሱስ ስብከቱ ክጅምር እንከሎ ‘’መንግሥተ ሰማያት ቀሪባ እያ’ሞ ተነስሑ ብወንጌል እመኑ’’ […]

ንስሓ፤ ዘሐድስ ሓይሊ ኣብ ሕይወት ክርስትና



Orthodoxy vs Catholicism: A Comparison The Basic Differences Summarized AN APPRECIATION OF ORTHODOX SPIRITUALITY Orthodox Christianity possesses the seven sacraments, valid ordination, the Real Presence, a reverential understanding of Sacred Tradition, apostolic succession, a profound piety, a great history of contemplative and monastic spirituality, a robust veneration of Mary and […]

Orthodoxy vs Catholicism


መንፈስ ቅዱስ መሪሕ ሕይወትና ምስትውዓል (Prudence) “ናይ ሥጋ ነገር ጥራሕ ምሕሳብ ሞት የምጽእ፤ናይ መንፈስ ነገር ምሕሳብ ግና ሕይወትን ሰላምን የምጽእ፤ምኽንያቱ እቱ ሓሳብ ሥጋ ምስ ኣምላኽ ጽልኢ ብምዃኑ ነቲ ሕጊ ኣምላኽ ኣይግዝኦን፦ኪግዝኦ’ውን ኣይክእልን እዩ...እቶም ብሥጋ ዝምርሑ’ውን ንኣምላኽ ከሐጉስዎ ኣይከኣሎምን እዩ’’ (ሮሜ.8:6-8); ምስትውዓል ሞራላውን መሎኮታውን ህያብ ናይ መንፈስ ቅዱስ ኣምላኽ ኮይኑ ኣእምሮና […]

መንፈስ ቅዱስ መሪሕ ሕይወትና


እንተክሃነ ኣገልገለ ዶ ተገልገለ? ናይ ሕይወት ምናኔ ዝሓትት ጸዋዕታ ንባብ (ማቴ.16: 24 -ፍ) ኣቦታትና ኪምስሉ “መን ምዃንካ ኪፈልጠካ ምስ መን ከም እትኸይድ ንገረኒ” ይብሉ፣ ቅ.ጴጥሮስ ምስ ክርስቶስ ዝነብር ተግባራት ክርስቶስ ዝረአየን ክንሱ፣ ነቲ ንክርስቶስ ዘምጽኦ ምስጢረ ድሕነት ደቂ ኣዳም ኣይተረድኦን፣ ከም ማንም ሰብ። ከም ናይ ሰብ ርድኢትን ሓሳብን ድሌትን፣ ኣውሪዱ […]

ናይ ሕይወት ምናኔ ዝሓትት ጸዋዕታ


“እግዚኣብሔር ኣምላኽ ድማ ን ኣዳም ጸዊዒ “ኣበይ ኣሎኻ?” በሎ (ኦሪት ዘፍ. 3፡9)። ብሕጽር ዝበለ መንገዲ ኣዳምን ሓልዮት ምድሓን እግዚኣብሔርን ንምርዳእ ነዛ ኣራእስቲ ኣብ ክልተ ክፍሊ (ብምምቃል) ብምኽፋል ክንሰርሓ ኢና። 1ይ ክፍሊ ኩነታት ኣዳም ቅድሚ ሓጢኣትን ድኅሪ ሓጢኣትን እትምልከት ኽትከውን እንከላ እታ 2ይቲ ብዛዕባ እግዚኣብሔርን መደብ ድሕነቱን እትምልከት ክትከውን ኢያ። ቀዳማይ […]

ኣዳም ኣበይ ኣሎኻ



ኣስተምህሮ ብዛዕባ ብእምነት ምጽዳቕ (ንባብ ሮሜ 3:21-31) እናቴ ለተምሕረት ተስፋይ ( ማሕበር ደናግል ቅድስቲ ሓና) ጳውሎስ ኣብ ጉዕዞ ሕይወት ክሳብታ ኣብ ሃይማኖት ኣይሁድ ዝነበረላ ብሕጊ ንዝመጽአ ጽድቂ ኢንታ ዘይነበሮ ኢዩ ነይሩ።(ፊሊ.3:6) ካብ ኵሎም መሳትኡ ዚበልጽ ብዛዕባ ስርዓት ኣቦታቱ ኸኣ ቀናእ ምንባሩ ባዕሉ ይምስክሮ፣ ኣብ መንገዲ ደማስቆ ነቲ ካብ ሞት ዝተንስኤ […]

ብእምነት ምጽዳቕ


ቅዱስ መጽሓፍ ብዙሕ ዓይነት ኣጸላልያ ዝምህረና ምጽሓፍ እዩ፣፣ ብዙሓት ዝጸልዩ ሰባት የቕርበልና ከመይ ጌርና ከም እንጽሊ ከኣ ይምህረና፣፣ ኣብ ኵሉ ሃይማኖታት ዝርከቡ መጻሕፍቲ ብወገኖም ጸሎት ይምህሩ እዮም፣ ናይ ቅዱስ መጽሓፍ ኣጸላልያ ከመይን ንምንታይን ኣብ ዝብል ግን ፍሉይ ኮይኑ ይርከብ፣፣ ምኽንያቱ ቅ. መጽሓፍ ካብ ጸሎት ኢያ ተወሊዳ እንተበልና ቃል ኣጋንኖ ኣይኮነን፣፣ […]

ጸሎት ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ


ኣብዚ ናይ ክልተ ሺሕ ልደት ጳውሎስ እነብዕለሉ ጊዜ፤ መን እዩ ጳውሎስ? እንታይከ ይብለኒ? ኢልካ ምሕታት ኣገዳሲ ኢዩ፣፣ ንሱ ይብሉና ር.ሊ.ጳ.በነዲክቱስ 16 ሓዋርያን ሰራቒ ክርስቶስን መምህር ኣሕዛብን መምህርናን ኢዩ፣፣ ኣብ ስነ ሓሳብ ዝተመርኮሰ ዘይኮነስ ኣብ ልቡ ዝተመኮሮ ፍቕሪ ክርስቶስ ዘንጸባርቕ ዓሙቕ እምነት፤ ንሰይፊ ቃል ኣምላኽ ኣልዒሉ ዚዋጋእ (1ጢሞ 2፣2.5) ምእንተኣ ዝስዋዕን […]

ቅ.ጳውሎስ ቅድሚ ናብ ክርስትና ምእታዉ


ኣስተምህሮ ብዛዕባ ክህነት ኣብ ከውሒ ዝተመስረትኩም ምኳንኩም ፍለጡ። ብ እ. ለተምሕረት ተስፋይ 10/01/2012 “እግዚኣብሔር ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ኣንቱም ንጽድቂ እትስዕቡ ክረድኣኩም ከኣ ናባይ እትመጹ ጽን በሉኒ። ካበየናይ ከውሒ ተጸሪብኩም ከም ዝመጻእኩምን ካበየናይ ጉድጓድ ከም ዝተፈንቀልኩም ኣስተብህሉ። (ኢሰያስ ነቢይ 51.1) ኢየሱስ ብኸውሒ ይምሰል ከምኡ ነቲ ምስሌነኡ ገይሩ ዝሸሞ ጴጥሮስ ብኽውሒ ክምስሎ […]

ኣስተምህሮ ብዛዕባ ክህነት