ጸዋዕታ




እንተክሃነ ኣገልገለ ዶ ተገልገለ? ናይ ሕይወት ምናኔ ዝሓትት ጸዋዕታ ንባብ (ማቴ.16: 24 -ፍ) ኣቦታትና ኪምስሉ “መን ምዃንካ ኪፈልጠካ ምስ መን ከም እትኸይድ ንገረኒ” ይብሉ፣ ቅ.ጴጥሮስ ምስ ክርስቶስ ዝነብር ተግባራት ክርስቶስ ዝረአየን ክንሱ፣ ነቲ ንክርስቶስ ዘምጽኦ ምስጢረ ድሕነት ደቂ ኣዳም ኣይተረድኦን፣ ከም ማንም ሰብ። ከም ናይ ሰብ ርድኢትን ሓሳብን ድሌትን፣ ኣውሪዱ […]

ናይ ሕይወት ምናኔ ዝሓትት ጸዋዕታ